ሕብረተሰብ

አካዳሚ መርሐ ጥበብ ስምረት
መብርሂ

ስምረት መርሐ ጥበብ አካዳሚ ኣብ ቀዳማይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምምሃር ልዑል ዓቅሚ ልዑል ተወፋይነት ዝነአድ ስነምግባር ዉሑሉል በሞክሮ ሞያዊ ፍቅሪ ወዘተ ዘለዎም አብ 1ይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብመምህርነት እናሰርሑ ዝርከቡ መምህራን ብጣዕሚ ሰሓባይ ብዝኮነ መሃያ ክቆፅር ስለዝደሊ ብመሰረት ዝስዕብ መመዘኒ እተማልኡ መምህራን ንክትመልክቱ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ እዋን :እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ንተከታታሊ 04 መዓልትታት

ኣብ እዋን ምዝገባ አመልከቲ ናይ ትምህርቲ ደረጃÂ ስራሕ ልምዲÂ ዝገልፅ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ይቀርቡ

ናይ ፈተና እዋን :ቀዳም 05 /02 /2008 ዓም ካብ 2:30 ጀሚሩ ይወሃብ

አድራሻ:መቀለ ጣብያ ሓየሎም እንዳ ገብርኤል ታክሲ (ባጃጅ) መወዳእታ

Â

Share this Post:
ድሕሪት