ምምሕዳር ግልጋሎት ሓላፊ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ (ሙሉእ 1ይ ን 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቀሚነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ/ዲግሪÂ

ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ

ብምምሕዳር ወይ ከዓ ብሒሳብ አተሓሕዛ ዝተመረቀ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ/ዲግሪÂ

ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ

ብምምሕዳር ወይ ከዓ ብሒሳብ አተሓሕዛ ዝተመረቀ

ልምዲ ስራሕ

ዲፕሎማ

ብተዛማዲ 8 ዓመትን ልዕሊኡን

ዲግሪÂ 4 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰሱ ረቃሕታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም :ሲቪ: መረዳእት ልምዲ ስራሕኩም :መለለዩ ካርድኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 12 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቢሮ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ነፍልጥ

አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ)

251 344 411301 /418565 /419818

Share this Post:
ድሕሪት