ኪኢላ መጋብኣያ ፀሓፊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ

ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፊ ስራሕ መደብ ኪኢላ መጋብኣያ ፀሓፊ ኣብ ወረዳታትን ዞባታትን አብያተ ፍርዲ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ብሹመት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪን ልዕሊኡን ብሕጊ መናጅመንት

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪን ልዕሊኡን ብሕጊ መናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር

Share this Post:
ድሕሪት