ካሸር

ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር
መብርሂ

ትካልና ሓርባል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ/ዝተ/ዉ/ ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ስራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ አካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ አካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

0 year

መተሓሳሰቢ

ብተወሳኪ እወን ፕላን ገዛ ከትሕዝ ዝክእል

ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 18 /01/ 2009 ዓም ክሳብ 23 /01/ 2009 ዓም ክትምዝገቡ ትክእሉ

Â

Share this Post:
ድሕሪት