ማናጃር

ምቅናይ ሓ /ዝ/ሽማቶ ማሕበር
መብርሂ

ምቅናይ ሓ /ዝ/ሽማቶ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ቀወምቲ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ/ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ኣብ ሕስማት ወይ ዩኒየናት ተዛመድትን ስራሕቲ ዝሰረሐ

ናይ ምትሕብባር ክእለት ዘለዎ

 ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

ፅቡቅ ሰነ ምግባር

ልምዲ ስራሕ

እንተናኣሲ ዲግሪ 4ተ ዓመትን ልዕሊኡን

ዲፕሎማ 6ተ ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ካብ ዕለት 23 /12/ 2008 ዓም ክሳብ 28 /12/ 2008 ዓም

ዘለኩም መረዳእት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ

ትሕጃ ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል

Share this Post:
ድሕሪት