ሲኒየር ኤለክትሪካል ኦፕሬተር

ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማ
መብርሂ

ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ /ዝተ/ዉ /ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ

ልምዲ ስራሕ

3ተ ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሞያ ዝሰረሐ ብፍላይ ኣብ ተመሳሳሊ ፕላስቲክ ፋብሪካዝሰረሐ

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ክግለፅ ዩ

አመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ጣብያ ኢንዱስትሪ መኤንኮ መገንፀሊ ፊት ለፊት 200 ሜትሮ ንዉሽጢ ብምእታዉ ጥቃ የኢትዮዽያ ጥራትና ደረጃ መዳቢዎች ቢሮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና ብምቅራብ ንክትምዝገቡ ንተሓሳስብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ

0344415661 ወይ 0344415664

Share this Post:
ድሕሪት