Generator & Engine Maintenance

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/
መብርሂ

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አ/ማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ደረጃ 4

ተደላይይ ክእለት
  • ብኣዉቶ መካኒክÂ ዝተመረቐ/ት
  • ሲኦሲ ደረጃ 4 ዝወደአ/ት
ልምዲ ስራሕ

4 ዓመት ኢንጅን ጀነረተር ፅገና ዝሰርሐ/ት

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 2 /12 /2008 ዓም ክሳብ 6/ 12 /2008 ዓም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ዋና ቢሮ 5ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 516 ንክትምዝገቡ ንሕብር

Share this Post:
ድሕሪት