ዕደጋ ሰራሐተኛ

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
መብርሂ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትምዘገቡ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ/ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት
  • ቨርቸዚንግ ሳፕላይ /ብማናጅመንት ወይም ተዛመድቲ ትምህርቲ ዓይነት
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለትን ሰርተፊኬት ዘለዎ
ልምዲ ስራሕ

ብተመሳሳሊ ስራሕ ንዲፕለማ 4ተ ዓመት ንዲግሪ 2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ ዕለት 26/11/2008 ዓም እስካብ 30/11/2008 ዓ/ም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ብምሓዝ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 15 ንምምዝጋብ ትክእሉ ኩሉ ግዜ ካብ ሰዓት 2:00 ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ስራሕ

ፈተና ዝዉሃበሉ ግዜ ድሐሪ ምዝገባ ብምልክታ ነፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቡቑፅሪ ስልኪ 0938883229 ምሕታት ይከኣል

Share this Post:
ድሕሪት