አካዉንታንት

ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ
መብርሂ

ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊÂ

ትምህርቲ ደረጃ

BA

ተደላይይ ክእለት

AccountingÂ

ልምዲ ስራሕ

2ተ ዓመት ርክብ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • 250 ትራንስፖርት አለዎ
  • መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
  • ካብ ዕለት 21/11/08 – 26/11/08 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
ድሕሪት