ትግርኛ መምህር

ስምረት መርሓ ጥበብ አካዳሚ
መብርሂ

ስምረት መርሓ ጥበብ አካዳሚ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምምሃር መስትምሃር ልዑል ዓቅሚ ልዑል ተወፋይነት ዝነአድ ስነምግባርÂ ዉሕሉል ተሞክሮ ሞያዊ ፍቅሪ ወዘተ ዘለዎም ኮይኑ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብሞያ መምህርነት እናሰርሑ ዝርከቡ መምህራን ብጣዕሚ ሰሓባይ ብዝኮነ መሀያ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ መመዘኒ እተማልኡ መምህራን ንክተመልክቱ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

4 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ እዋን :እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከተታልቲ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን

ኣብ እዋን ምዝገባ ዝቀርቡ: አመልከቲ ናይ ትምህርቲ ደረጀኦምን ስራሕ ልምዶምን ዝገልፅ መረዳእታ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒንÂ ሒዞም ክቀርቡ አለዎም

አድራሻ :ጣብያ ሓየሎም እንዳ ገብርኤል ታክሲ (ባጃጅ) መወዳእታ

Share this Post:
ድሕሪት