ሲነር አካዉንቲንግ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪÂ

ተደላይይ ክእለት
  • ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊÂ
  • ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ
  • ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ስራሕ ዝፈልጥን ዝክእልን
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለትዘለዎ/ዋ
  • ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ
ልምዲ ስራሕ

6ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ዋና Original ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVን
  • ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 12/11/2008 ክሳብ 18/11/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሐበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
  • ኣድራሻና ኣብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥቃ እንዳጋብር ቤቴክርስትያን
  • ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
ድሕሪት