መተሓባበሪ ክላስተር ዉዳበ አባላትን ምትእክካብ ሃፍትን

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ስለትደሊ ነዚ ረቀሕ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ/ 2ይ ዲግሪ ብማናጅመንት :ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነታት ትምህርቲ

ተደላይይ ክእለት

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር

ክእለት መረዳአታ ምእካብን ምትንታንን

ልምዲ ስራሕ

ን1ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን

ን2ይ ዲግሪ 6 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ወረዳ /ዞባ ማልት ቦርደ አመራሓ ኮይኑ ዝሰረሐ እንተኮይኑ ይምረፅ

ነዚ ረቀሕ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይÂ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጂናልን ዘየመለሰ ፎቶኮፒን ምስ CV ብምትሕሓዝ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ንፅዉዕ

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 03 /10/ 2008 ዓም ክሳብ 16/ 10 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን

Share this Post:
ድሕሪት