Information technology ጀማሪ ኢንስትራክተር

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቀሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ ብ Information technology ዝተመረቀ

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪ ብ Information technology ዝተመረቀ

0 ዓመት ናይ ስረራሕ ልምድን ልዕሊኡን ሲኦሲ ተፈቲኑ ክቀርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእተታከኩም ምስ ዘይምለስ ፈፎቶ ኮፒ CV ,COC ድማ level1, level 2, level 3, level4 level by level መረጋገፂ ብቅዓት ብሰርትፍኬት ተፈቲንኩም ዝሓለፍኩም መረዳእታ ሒዝኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 1/ 10 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 7/10 /2008 ዓም ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሓበርና ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ንሕብር

አድራሻ 05 ቀበሌ ሄራን ሆቴል ጥቃ እንዳባጋብር

034 4418783

Share this Post:
ድሕሪት