ዉሽጢ ሕጊ ብዓል ሙያ
ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይመብርሂ
ኣብ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
ዲግሪ
ተደላይይ ክእለት
- ብሕጊÂ Â
- ናይ መንግስቲ ፖሊሲ ስትራተጂ ዕለማን ዘተግብር
ልምዲ ስራሕ
ዐ ዓመትÂ
መተሓሳሰቢ
- ምዝግባ ዝከየደሉ እዋን እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 09 /10 /2008 ዓም አብ ስራሕ ሰዓት
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ምም/ር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 303
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ኣብ ቀፂሉ ዝወፅእ ምልክታ ክግለፅ እዩ
- አመልካቲ አድላይ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ክተቅርቡ አለኩም
- COC ዝምልከተኩም/ክን ዝሐለፈትሉ/ሉ ካልኦት ይጠቅሙኒ እዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ተቅረቡ ትክእሉ ምካንኩም
- ስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 4653 ፋክስ ቁፅሪ 03 44 40 29 66
Â
Share this Post: