ምክፍፋል ንብረት ክፍሊ ሓላፊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብፅብየትን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጅ ዲፐሎማ ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጅ ዲፐሎማ ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

4 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሕ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክት ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተራ ቁፅሪ 4ን 6ን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቁፅሪ 5 ን 7ን ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዘሎ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ምምዝጋብ ትክእሉ

Â

መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ

Share this Post:
ድሕሪት