ጀማሪ ስፔሻሊስት ምምካርን መምዝጋብን ምርግጋፅን ኢንዱስትሪያል ዲዛይንን

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ BA/LLB/MA/LLM/PHD ብኢኮኖሚክስ :ብሕጊ: ኮምፒተር ሳይንስ: ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ :ባዮሎጂ :ሜዲካል ኣንትሮፖሎጂ :ብጥዕና ሕብረተሰብ :ዝተመረቀ /ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ /ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ BA/LLB/MA/LLM/PHD ብኢኮኖሚክስ :ብሕጊ: ኮምፒተር ሳይንስ: ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ :ባዮሎጂ :ሜዲካል ኣንትሮፖሎጂ :ብጥዕና ሕብረተሰብ :ዝተመረቀ /ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ /ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ

ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን

ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127

Share this Post:
ድሕሪት