BSC ሚዲካል ላቦራቶሪ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ ብBSCÂ

ተደላይይ ክእለት

ሚዲካል ላቦራቶሪ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ
  • COC ተፈቲኑ ዝሐለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞያ ፍቃድ /ሳይንስ /ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎÂ
  • GPA ወይ አጠቃላሊ ዉፅኢት 2.5 ልዕሊኡን
  • ዋና (Orginal) ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVንCOC ድማ Level 1, Level 2, Level 3, Level 4, Level by level መረጋገፂ ብቃዓት ሰርተፊኬትን ተፈቲንኩም  ዝሐለፍኩም መረደእታ ሒዝኩም ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/08/2008 ክሳብ ዕለት 2/9/2008 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶር ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናተሓሳሰብና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
  • ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
ድሕሪት