ስንየር ፋይናንስ ኦፊሰር

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አ/ክ/ስ /መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድምÂ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ቀደማይ ዲግሪ
ተደላይይ ክእለት
  • ብኣከዉንቲንግ
  • ኣካዉንቲንግ ፋይናንስ
  • ፋይናንሻል ማናጅመንት
  • ማናጅመንት
  • ፐብሊክ ፋይናንስ

Â

ልምዲ ስራሕ

ንዲግሪ 7 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  • ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/8/2008 ዓ/ም ክሳብ 20/08/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምከተኩም መረዳእታኩም ክተቕርቡ ይግባእ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 1-12
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
Share this Post:
ድሕሪት