ከኢላ መረዳእታ ሓ/ሳብን ምዕቃብን ማህደርን

ቤት ምክር ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ
  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+2 ሰርተፊኬት ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት ወይ ብቴክኒክን ሙያን ዲፕሎማ ዝተመረቀ
  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ III ዘተመረቐ ወይ ካብ ከሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት
  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብብርኪ IV ዝተመረቀ ወይ ካብ ከሌጅ ብለዕለዋይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት
  • ባችለር /1ይ ዲግሪ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቀ
  • ማስተርስ/ 2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ
ተደላይይ ክእለት

ብስታስቲክስ , ኢኮኖሚክስ , ማናጅመንት ,ኮምቲዩተር ሳይንስ MISን

ፍሉይ ናይ ኮምፒተር ሰርተፊኬት ዘለዎ/ዋ

ብተግባር ዳታ ቤዝ ማኔጅመንት ምግባር ክእለት ዘለዎ/ዋ

ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ/ዋ

ልምዲ ስራሕ

10 ዓመት

8Â ዓመት

6 ዓመት

4 ዓመት

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 18/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 አጋምሸት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክረ ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ ሰራሕተኛ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 57
  • ተወደደርቲ ቀጥታ ኣግበባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምድእኩምን መረዳእታ ትምህርትኩምን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ሐደ ፎቶ ኮፒ የቅርቡ
  • ነቲ ስራሕ መደብ ዝወፀ ምልከታ ትሑት ተዳለይ ክእለት መሊኦም ብምልመላ ናብ ፈተና ዝቀርቡ ተወዳደርቲ ዝዉሃብ ናይ ፅሑፍ ፈተና ብዝግባእ ክሐልፉ ዝክእሉ
  • COC ዝምልከቶም/ተን ከተቅርቡ/ባ ዝክእሉ/ላ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝወፅኦ ምልክታ ይግለፅ
Share this Post:
ድሕሪት