ኤክስክቲቭ /ሴክሬታሪ/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ
መብርሂ

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ዘዉፆኦ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቕዓት ዘለዎም ሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ነቲ ዝወፀ መመፀዚ ተማልኡ ደለይቲ ስራሕ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

ትምህርቲ ደረጃ

10+3 ዲፕሎማ ብሰክሬታሪ ሳይንስ ብኣይቲ ኮምፒተር ሳይንስ

ተደላይይ ክእለት

10+3 ዲፕሎማ ብሰክሬታሪ ሳይንስ ብኣይቲ ኮምፒተር ሳይንስ

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን መረዳእታ ትምህርት ስራሕ ልምዲ ከቕርቡ ኣለዎም

ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት እዪ

ካብ ዉልቀ ትካል ዝቐረበ ስራሕ ለምዲ ግብሪ ዝተከፈሎ ምኻኑ መረጋገፂ ክቀርበሉ ይግባእ ሲኦሲ ዘለዎምን

ናይ ምዘገባ ዕለት ካብ 07/05/2012 ክሳብ 14/05/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 18/05/2012ኣ.ኣ ሰዓት 9፡00 ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ

Share this Post:
ድሕሪት