መራብሒ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ብኣዎቶ ኤሌክትሪሻን ወይ ተመሳሳሊÂ Â

ልምዲ ስራሕ

እንተናአሰ ክልተ ዓመትÂ ብመራብሒ ዝሰረሐ/ትÂ

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 3/8/2008 ዓም ክሳብ 10/8/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 4104 65

Share this Post:
ድሕሪት