ፀሓፊት

ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ
መብርሂ

ኣክሱም አካዳሚ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ሰለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ክትወዳደሩ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ኣብ ትምህርቲ ልዑል አፍልጦን ግንዛበን ዘለዎ/ ዋ

ልምዲ ስራሕ

1 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

መመልከቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ዋንኡ CVን

ናይ ምዝገባ እዋን 29 /07 /2008 ዓም 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30- 10:00 እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 04 /08 /2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ኣብ ቤት ትም/ቲ ኣክሱም አካዳሚ ይከዉን

ኣድራሻ ዓዲ ሽምድሑን ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ

Share this Post:
ድሕሪት