ጁንየር ኣካዉንታንት

ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መብርሂ

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒካስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቀፂሎም ብዝተዘርዘሩ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • BA ዲግሪ
  • ዲፕሎማ
ተደላይይ ክእለት
  • ብኣካዉንቲንግ
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ
  • ፒችትሪ ክእልት ዘለዎ/ዋ
ልምዲ ስራሕ

በዚ ሞያ B.A ዲግሪ ዜሮ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ዲፕሎማ ክልተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ስራሕ ቦታ ጣብያ ኢንዱስትሪ ሰላም ቆርቆሮ ፋብሪካ 50 ሜትሮ ዉርድ ኢልካ
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/8/2008 ዓ/ም
  • ምዝገባ ብስራሕ ሰዓት
  • ደመዉዝ በቲ ድርጂት ዝወፀ ስኬል መሰረት
  • ንዝበለፀ መረዳእታ 0914727829 ይደዉሉ
Share this Post:
ድሕሪት