ጠቅላላ ግልጋሎት

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ማጅመንት

ልምዲ ስራሕ

4ተ ዓመት ብጠቅላለ ግልጋሎት ዝሰረሐ/ት

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CVንምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/7/2008 ዓም ክሳብ 27/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ0344 4104 65

Share this Post:
ድሕሪት