ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

MA/MScÂ

BA/BScÂ

ተደላይይ ክእለት

ኣካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

ብሒሳብ ሓላፊ 2ተ ዓመት ዝሰረሐ/ት

ብሒሳብ ሓላፊ 4 ተ ዓመት ዝሰረሐ/ት

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CVንምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/7/2008 ዓም ክሳብ 27/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ0344 4104 65

Share this Post:
ድሕሪት