ሌክቸረር

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ማስተርስÂ

ተደላይይ ክእለት

አካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋÂ

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CVንÂ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/7/2008 ዓም ክሳብ 27/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

 ንዝበለፀ ሓበሬታ  0344 4104 65

Share this Post:
ድሕሪት