ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤተመዛግብ ብዘጋጠመና ሕፅረት ሰራሕተኛታት ብኮንትራን ቆፂሩ ክስርሕ ይደሊ። በዘይ መሰረት፡- በዝሒ ዘድልዩ ሰራሕተኛታት 03 ተደላይ ትም/ቲ 10/12ን ልዕሊኡን መሃያ ብስምምዕነት ተደላይ ክእለት ኣብ ቤተ-መዛግብቲ ሰራሕተኛ ኮይኑ/ና ዝሰርሐ/ትን ናይ ስራሕ ልመዲ መረዳእታ ዘቕርብ/ትቕርብ ኮንትራት ግዜ ክሳብ ሰነ 30/2006 ዓ/ም ናይ ምዝገባ እዋን ክሳብ 09/08/2006 ኣብ ቢሮ ትም/ተ ክልል ትግራይ ኣብ ኣመራርሓ ምም/ሓይሊ ሰብ መፈላለይ ነጥቢ ንስራሕ ልምዲ --------50% ንፅሑፍ ፈተና-----------50% ይሕሰብ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 10/08/2006 ሰዓት 3፡00 ኣብ ኣደራሽ ቢሮ ትም/ቲ ይኸውን።
ተወሳኺ ኣንብብ