... ኣቁሑት/06/፣መለዋወጢ ኣቁሑት/07/፣ደንቢ ክዳን /08/፣ዝተፈላለዩ ሸቀጣት/09/ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለኩም መቅረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም፡፡

... ክልተ ኮንስተራክሽን ማተሪያል ንምዕዳግ : ሰለሰተ ደንቢ ልብስ ወይ እዉን ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ : ኣርባዕተ ኣቁሑት ፅሬትን ናይ ታኒካ ዕሹግ ፀባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

...ራሕተኛታት ጋዉን ኮምፕላሴንን ምስ ቆቢዑ : ንቢሮ ዝክዉን ዝተፈላለዩ መጋራጃ ታት: ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ዘለዎም ናይ መኪና ዘይቲ:ግሪስን ናይ ዓብይትን ኣናእሸተይን መኪና ጎማን አቦ ጀዲድን