ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 158
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 158
ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ካብ 01 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ተግባራዊ ዝኮዉን ናይ ተሃነፅቲ ምግቢ ከቅርብ ብስራዓት ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 1ዓመት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ንሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ከመግብ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘዉፅኦ ግልፂ ጨረታ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 03:40 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ባቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት ለመቐለ ቀይ መስቀል መድሃኒት ቤት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የመድሃኒት ና የሕክምና መሳርያ ዕቃዎች ፣በግልፅ ጨረታ አወደዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪስን ፅገናን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገና ሰርቪስን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ማለት አዉን ቅዳሕ ንክረክባ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ ከምኡ ድማ ኣብ ክልቲኤን ኣበያተ ፅሕፈት ፖሊስ ማለት እዉን ኣብ ወና ወረዳ ቤት ፅሕፈት ፋፂን ኣብ ኑኡስ ወረዳ ሰነያ ቤት ፅሕፈት ፖሊስን ብዝተፈላዩ ምክንያት ብገበን ተጠርጢሮም ንዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቀለብ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ጉሎመከዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ናይ ሓደጋ ምክልካል ሲሊንደር ምምላእ ኦክስጅንን ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ሩዝ ፣ ፊኖ ፣ ዘይቲ ሞኮረኒ ናይ ታኒካ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ኬሚካልን ሪኤጀንት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት መጋዓዝያ እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ንሆስፒታል ዓድዋ ሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ ኣዉቶብስ መኪና ምቅራብ ፣ ዓይነት መኪና ኣዉቶብስ በዝሒ እትሕዞ ሰብ 60 ወናብር ዘለዋ ፣ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅርብ ዝክእል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ሃ.የተ.የግ ማህበር የተለያየ መጠን ያለቸዉ ‘B’ Grade የቱቦላሬ ኤልቲዜድ የተለያዩ ፕሮፋይሎችና ላሜራዎች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዋ ናይ ዓበይትን ኣናእሽትን መካይን ጎሚስታ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ካምፓኒ ንከጣይሽ ይደሊ ነቲ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ካምፓኒ ንከጣይሽ ይደሊ ነቲ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
154
155
156
157
158
159
160
161
162
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (43)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (643)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(362)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(182)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(72)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2763)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (701)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(603)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2201)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (129)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(79)
ኦዲት ተዛማድኡን(90)
ሕርሻ (267)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(20)
ህንፃ መሳርሒ (1345)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(267)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(748)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(88)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(135)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(411)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1125)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1255)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(62)
ምምካር (98)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (32)
ትምህርቲን ስልጠና (109)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(118)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(11)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1199)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(737)
ምግጣምን ፅገናን(47)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(685)
ምግብን መስተን (286)
ኣቅርቦት ምግቢ (263)
ካፌን ሬስትራንትን(73)
እግድ (18)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(7)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(6)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (946)
ገዛ ፈርኒቸር(14)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1000)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (225)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(131)
ፅገና (368)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(166)
ፅገና ሞተርሳይክል(134)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(43)
ፅገና ተሽከርካሪ(222)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (237)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(211)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(42)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(10)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (882)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1109)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(277)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (383)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(30)
መኪና ክራይ(425)
ማሽነሪ ክራይ(133)
መሸጣ (754)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(408)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(424)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (47)
ስራሕቲ ሓለዋ(32)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (426)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(778)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(53)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(15)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (307)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(22)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(320)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(311)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (361)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(199)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(2)