ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ፈርኒቸር /
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ገፅ 98
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ገፅ 98
ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እንደርታ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:60.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት፣ ኤለክትሮኒክስ ከምሰርቪስ ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ፣ ቢመር ዝአመሰሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ብናይ UNSPA በጀት ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ቓሚ ንብረት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ህንፃ ኣቑሑትን ኤሌክትሪክ፡ ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ናይ ቢሮ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ መገልገሊ አቑሑት (office furniture) ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ፡መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 23 ሕዳር 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን፡ ንስራሕቲ መስኖ ድማ ካብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 28 ሕዳር 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና ንተምሃሮ ዴስክ ስራሕቲ ማይ መስኖን ብኤጀንሲ ደኣንት ተመዝጊቡ ዝተዉሃበ ብርኪ ስራሕ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እምባ ኣላጀ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መኪና ስፔር፡ ናይ ሕክምና መድሓኒት ፡ሕትመት ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኩሓ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
94
95
96
97
98
99
100
101
102
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2905)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2334)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(325)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(778)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1212)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1349)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (311)
ኣቅርቦት ምግቢ (295)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (979)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1035)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(240)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(219)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (931)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1145)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (777)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (534)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(947)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (379)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(217)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)