ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ገፅ 42
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ገፅ 42
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂን ሓበሬታብ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስታንድ ባይ ጀነሬተር በዓል ሞያ ኤሌክትሪክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣሕፈሮም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ቤት ፅሕፈት ማይ መዓድንን ኢነርጅን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርገሐ መስመር መስተ ማይ፣ጀነሬተር ሃውስን ፓምፕን ጀነሬተርን ፣ ሳፕላይን ኢንስታሌሽንን መፅገኒ ሓዊሱ ንደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ስራሕቲ ህንፀት ማይ Water Construction ፍቃድ ዘለዎ ትካላት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል : ናይ መኪና መለዋወጥን ኣቑሑን ጎማን ባትርን: መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክልን ባጃጅን፤ሞባይልን መለዋወጢ ኣቁሑት ሞባይል፣ ናይ ፓምፕ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣HDPR PPRን ቱቦታትን መገጣጠሚኡን ፣ ብረት ቱቦ መገጣጠሚን ቆፀርቲ ማይን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት ናይ ምግብና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ማይ መጠራቀሚ ሮቶ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎን ምድጃን ናይ ባኒ መጋገርን መልወስን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 10, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 10, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 11:01 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ንዝስራሓ ማእከለዎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተወዳደርቲ ከምኡውን ንዝትፈላለዩ ስራሕቲ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ማሽነሪታት፣ደረቅ ፅዕነት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ጉሎመከዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
38
39
40
41
42
43
44
45
46
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2910)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (748)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2340)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(326)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(779)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1214)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1351)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (312)
ኣቅርቦት ምግቢ (296)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (980)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1036)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(241)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(220)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (932)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1146)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (781)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(431)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(439)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (538)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(952)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (380)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(218)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(168)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)