ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /
ኮምፒተርን ተዛመድቲ ገፅ 25
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ገፅ 25
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ተንከፍ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ጎማን ባትሪን መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል : መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ኣይስቲን ፣ ኤሌክተሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ፈርኒቸር፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጎማ ፣ ከምኡ እዉን ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: Shire Endassilase
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኣቅሑ ቢሮ፣ መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ዝፅግን በዓል ሙያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክፀግንን ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: Shire Endassilase
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ስፖርት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2013 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሃገረ ሰላም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሲቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይራክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓም ቻርጀር ናይ ላፕቶፕ ን2ይ ግዜ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተር፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ ኤሌክትሮ መካኒካልን ፣ፓምፕ፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ምንዋሕ ጨረታ ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን 1ይ ጀነሬተር ሴት፣ 2ይ ዩቢኤስ ሲስተም ናይ ኢንጅን ኣልተርኔትቭ ኮንትሮለርን ፕራንድን ሞዴል ቁፅሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ማለት እዉን ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጳጉሜን 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጳጉሜን 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
21
22
23
24
25
26
27
28
29
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (650)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2872)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2295)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (137)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1404)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(148)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(424)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1193)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1325)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1224)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(761)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (306)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (970)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (193)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (387)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (249)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (919)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (387)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (765)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (503)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(886)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (376)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)