ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

  1.  በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2007/ 2008 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ምስ መቅረባይነት ደፍተር ዝተሓደሰ ቲን ነምበርን ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
  2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ 2008 ዓም ናይ ወርሒ ሕዳር ዲክላረስዩን ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
  3. ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 1 /04 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 15/ 04/ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ ብር 30 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ መስራቤትና  ደ /ከ /ስ /ፋ /ን/ ም/ ርን ቢሮ ቁፅሪ ገዛ  ክወስዱ ይክእኩ
  4. እቲ ጨረታ ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት
  5.  ተወዳደርቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  6.  እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተም ፊሪማን ተገይሩሉ ብፖስታ ተዓሺቡ ክቀርብ ኣለዎ
  7.  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል