ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው

1 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 16/04/2012 ክሳብ 20/04/2012 ከቅርብ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ

ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል