ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 .ተጫረትቲ ናይ 2007 ዓም ወይድማ ናይ 2008 ዓም  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ናይ  2008 ዓም ዝተሓደሰ ቅድሚያ ይወሃቦ

2. ቫት ተመዝገብቲ ምካኑ ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3. ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4. ቲን ቑፅሪ ንግዲ ምዝገባ ከቕርብ ዝክእል

5. ቫት ዲክላሬሽን ከቕርብ ዝክእል

6. ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር

7.እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 01/04/2008 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ 10/04/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን::

8. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል::

9. ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካአል::

10. ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::

11. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ሰዓራይ ምካኖም ምስተነገሩ ኣታዊ እንተዘይገይሮም ዘትሕዝዎ  CPO ናብ ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑስልኪ 0344406088/410465 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::