ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 10000 ብስፒኦ ምስቲ ናይ ጨረታ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዟመልእዎ ማህተም ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

9 ጨረታ ዕለት 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 30 መዓለቲ ይካዉን

11 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77