ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን

2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣

3 ንተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ናይ ጥቅምቲ2012 ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ

4 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

6 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ፣ ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ንሕድሕድ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ጥራሕ እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 1-06 ካብ ዕለት 08/04/2012 ክሳብ23/04/2012 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪንጨረታ ንምድብ 10000.00 ብ ስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ኤጄንስና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 23/04/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል