ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ብ ደአንት ወረቀት ምስክር

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር   ፍቃድ ስራሕን ተካናታሪነት ምዝገባ ካርድን  ወረቀት ምስክር

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

4 ንመኸበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዘክእል

5 ነቲ ፕሮጀክት ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልታት ወዲኡ ዘረክቡ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 06/04/2012 ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ክፍሊ ቁፅሪ 28 ምዉሳድ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ክሳብ 13/04/2012ዓ/ም 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 01 81