ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 06/04/2012ዓ/ም ክሳብ 15/04/2012ዓ/ምሰዓት 3፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72