ዝርገሐ ዝተቐናጀወ መሰረተ ልምዓት ክ/ከተማ ሓድነት

1 ንቤት ዕዪና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም  ናይ 2012ዓ/ም ወረቀት ምስክር ብቅዓትን ሞያን ዝተሓደሰ ንግዲ ምዝገባ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ንዝኮነ ፣ መፍለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ፣

3 ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 201 ካብ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 14/04/2012  ዘይምለስ 100.00 ቀርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4 ሰንዱቅ ጨረታ ክሳብ 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 41 90 18 /03 44 41 90 24 በምድዋል ምርካብ ይካኣል