ማእከል ቤት ህንፀት ውቕሮ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተሓደሰ ምሰከር መቅረባይነት

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ 01/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012 ሰዓት 8፡00 ይፀንሕ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 08 43