ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2008ዓ/ም  ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትክእሉ
  2. ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ  CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
  3. ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
  4. ጨረታ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ  እተን ክረሸራት ዝርከባሉ ቦታ መቐለ :አላማጣ: :ማይጨዉ እ/ስላሴ : ኮረም :ዓድዋ : ሑመራን  ዓ/ግራት ከባቢታት ብምኻድ ክትሪእዎን ትክእሉ
  5. ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/ 03 /2008  ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 5/ 04 /2008 ዓ /ም  ክሳብ  ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
  6. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 5/ 04 /2008 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
  7. ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስ   4ይ  /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 /ሐደ ሚኢቲ/ አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
  8. እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ