ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ2012ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 30/03/2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዉሕስና ብር 4000 ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና

7 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ግዜ ዕለት 01/04/2012 ክሳብ 15/04/2012ዓ/ም ኣብቲ መወዳእታ ዕለት ሰዓት 10፡00 ቅድሚ  ተዓፅዩ  ሰዓት 10፡30 ይክፈት

8 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 15/14 ምሕታት ይካኣል