ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ተጫረቲ  ዝተሓደሰ ናይ 20121ዓ/ም፣ ብንግዲ ዘርፊ ኤሌክተሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ መቅረባይነትን ሰርተፊኬት ፣ ቲን ናምበር

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 07/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

4እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።