ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ወርሓዊ ሒሳብ ዘወዳደርሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ

4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ  

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 28/03/2012ዓ/ም ክሳብ 13/04/2012 ዓ/ም ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 14/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 02 32