ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

1 በቲ መስመር ዝታሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን መቅረባይነት ዝተመዝገብኩሙን

2 ቫት ተመዝጋባይ ዝኮነ ይኩን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ናብ ዝምልከቶ ዲክለር ዝገበረን ናይቶም ልዕል ክብል ዝተዘርዘሩ መረዳእታ ኦረጂናልን ፎቶኮፒን ከቅርብ ዝክእል፤

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 09/04/2012ዓ/ም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤት ፅ/ት ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን ክትወስዱ ትክእሉ፤

4 መከበሪ ጨረታ  3000.00 ሽሕ ብር ሕጋዊ ዝኮነ ባንኪ ዝፈለጦ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ መልክዕ ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናል ኮፒን በ2ተ ፖስታ ብሽምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ናይ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ምስተረጋገፀሉ መከበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ሕጋዊ ዝኮነ ባንኪ ዝፈልጦ ሲፒኦ ወይ ጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

7 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ሹዑ ዉዕሊ ምስ ኣስሩ እቲ ንብረት ብዝቐረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት መጎዓዝያ መራገፍን ካብ መቅረባይ ኮይኑ ናብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን መክዝን ኣታዊ ክገብር ዝክእል፤

89 ቫት ተመዝገብቲ ዝመልኡዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክከዉን አለዎ እንተይነፂሮም ዉን ምስ ቫቱ ዝተሓዝ ምካኑ ንገልፅ፡፡

9እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፅ/ት ት/ ፋ ወ/ደ/ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕለት 10/01/2012 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሃገረ ሰላም ይክፈት፡፡

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343-390402/ወይ ብኣካል ምሕታት ይከኣል