ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲን ዘለዎን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ / TIN / ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ደፍተር ዘለዎን ቅዳሕ ገየሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ዝተዉሃቦም ምስክር ወረቀት ተወሳኬ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ 11/04/2012ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 11/04/2012 ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

7 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ምልክታ መሰረት ኣማሊኡ እንተቀሪቡ ተጫረቲ ብዘይለውሉ ንምኽፋት ዝዓግቶ ነገር የለን።

8 መከበሪ ጨረታ ናውቲ ኣይሲቲ ን ኤሌክትሮኒክስ 5000 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ፤

9 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

10 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ በዓሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 49 16 /03 44 44 28 66