ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ  ናይ ወርሒ ጥቅመቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ ንናይ ስፔር 5000 ብር ንናይ ኤሌክትሪክን ህንፃ መሳርሕን ዝወዳደሩ ነንሕድሕዱ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ

3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ

4 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ09/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዘይምለስ 50 ብር እናሸፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት09/04/2012  ፀኒሑ ሰዓት 3፡30  ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00  ይክፈት

5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምሰተነጎሮ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ንመቀለ ቤት ህንፀት ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ

6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል