ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ 22/03/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።