ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ  ወርሒ  ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን

5 ተጫረቲ  ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ  ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ

6 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሑ ትክእሉ

7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52